ተዓፅዩ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ጣብያ ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ቤት ትምህርቲ መሰረተ ኣብ ዋና መንገዲ እንዳ ማርያም ዓይደር ዝርከብ በዓል 4ተ ክፍሊ ገዛን 2ተ ዓበይቲ ቆርቆሮ ምክዘን ልዕሊ 4000 ሜትር ካሬ ቦታ ዝርከብ ንጋራዥ መክዘን ንማእከላይ ቤት ፅሕፈት ወዘተ ግልጋሎት ክውዕል ዝክእል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክተካሪ ትደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ