ተዓፅዩ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በዓል አሸንዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ባነር ፖስተር ስቲከርን ፖስት ካርድ ክወዳደሩ ሰለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ