ተዓፅዩ
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቅሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት ምድብ 1 (Supply, Installation and configuration of network infrastructure for setit Humera town Administration Office) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክነስርሕን ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ