ተዓፅዩ
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ጨንፈር ዞባ ምብራቅ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ህንፃ ቤት ፅሕፈት በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ሓደ ግዜ ዝተሃደመን ኣብ ኣገልግሎት ዝወዓለ 2ተ ወለል ምውዳእ ናይ ዋርድያን ሓፁርን ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ