ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዐዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መረብ ለኸ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 158.79 (-0.2) | 160.38 (-0.2) | |
| 181.79 (0.31) | 183.60 (0.31) | |
| 23 (0) | 23.65 (-0.01) | |
| 9.79 (0.08) | 9.89 (0.08) | |
| 0.99 (0) | 1 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ሰነ 29, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ