ተዓፅዩ

ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃትን ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ከተማ መቐለ ሀ ን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቲ ማሪያም ምድሓን ህነፃ ስራሕ ንምስራሕ ብፓኬጅ ደረጃ ፍቃድ GC /BC7 ልዕልኡን ብርኪ ፈቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተር ዝኮኑ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ለ ን ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ናይ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ሰላም ህንፃ ንምስራሕ በፓኬጅ ደረጃ ፍቃድ GC /BC7 ልዕልኡን ብርኪ ፈቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተር ዝኮኑ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ140,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ን2016 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ : ኮንስትራክሽን ወይ እዉን ህንፃ ሓፂን መፂን : ናዉቲ ኦዉቶ ሞቲቭ ወይ እዉን ናዉቲ ተሽከርከርቲ ኢሉዉን ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019