ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ዘለወን መኻይን ሰርቪስን ዕገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለወን ሞተርሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ከቕርብ) ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታጉሎመከዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ