ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 9:05 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመክበሪ መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ 6000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3500
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንኮምሺን ፖሊስ ትግራይ ናይ ማርሺ ባንድ ፖሊስ ኮትን ናይ ፖሊስ ቀበቶን ኢሉ እዉን ነቲ ቤት ዕዩ መጋረጃ ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኮትን መጋራጃን 15000 : ንናይ ፖሊስ ቀበቶ 50000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019