ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ምምሕዳር ፋይናስን እቶት ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ወረዳ ራያ ጨርጨር ምምሕዳር ፋይናንስን እቶትን ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ከይዲ ስራሕ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ FRSP ብዝተረከበ ሐገዝ ኣብ ጣብያ ሉሉጋ ሰለሰተ ማንዋል ድሪሊንግ እንጎይ ሜዳ ስራሕ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ፍቃድ ዝርከቡ WWC ትካላት ንግዲ ንማይተንከፍ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ ጨርጨር