ተዓፅዩ
ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎል(Footing pad, Foundation column & shear wall) ፎርም ዎርክን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሸን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000
ዝወፀሉ መዓልቲ