ማእክል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዉሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቆፀሮ እሱራትን ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክምግብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 158.99 (1.01) | 160.58 (1.02) | |
| 181.48 (1.48) | 183.29 (1.49) | |
| 23 (0) | 23.66 (0.18) | |
| 9.71 (0.09) | 9.81 (0.1) | |
| 0.99 (0.02) | 1 (0.02) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ሰነ 26, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ