Closed
ንወረዳ ላዕላይ ማጨዉን ከተማ ኣክሱምን ንኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት :ስራሕቲ ዕንፀይቲ :መለዋወጢ ኣቅሑተ ሳይክልን ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ