ተዓፅዩ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤትፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፥ ኤሌክትሮኒክስ፥ ሞተር ሳይክል ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ፥ ፅሬት ኣቑሑን፥ ተኸሊታት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ዝወፀሉ መዓልቲ