ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

የኣክሱም ዉሃና ፍሳሽ አገልግሎት ፅህፈት ቤት ለ2010 በጀት ዓመት 2ተኛ ዙር ጨረታ የዉሃ ቱቦ ከነ መገጣጠሚያዉ: ቴክኒካ መሣሪያዎች : ህንፃ መሳሪያ : ሳመር ስቢል ፓምፕ : የኤሌክትሪክ መለዋወጫ እቃዎች : የመኪና ጎማዎች ስፔሮች : የፅህፈት መሣሪያ : የፅዳት ዕቃዎች : ሞተር ሳይክል: የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2010 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ዉፅኢት ስራሕቲ ጣዉላ : ናይ ሕትመት ስራሕትን ናይ :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ሕትመት :ስራሕቲ ጠዉላ: ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ና ሞተር ሳይክል መለዋወጠ ኣቅሑትን 3000 ቅርሺ ንኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,001.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019