ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ብናይ UIIDP በጀት ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ስራሕ ምቅያር ኬብል ጎደና መብራህቲን ናይ ኣምፖል ምቅያር ስራሕቲን ኣብ ዋና ስፓልት ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንምስራሕ ደረጃ 10 ን 9 ወይ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይ ብኤሌክትሪካል ኢንሳተሌሽን ዘለዎም ትካላት ኮንስትርክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ