ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም መደባኛ ዓመታዊ መካይን ፅገና ከከይዲ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሮብ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 157.43 (0.09) | 159.01 (0.09) | |
| 184.20 (0.08) | 186.04 (0.08) | |
| 23 (0) | 23.43 (0.03) | |
| 9.59 (0.05) | 9.69 (0.05) | |
| 1 (0) | 1.01 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ