ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ወይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሰነድ ጨረታ ካብ 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ወዲ ሳምሩ ዝርከብ ወረዳ ነቅሰገን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ንበረት መፂኢኩም ክትወስዱ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ