ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 156.76 (-0.71) | 158.32 (-0.73) | |
| 183.45 (-0.74) | 185.28 (-0.76) | |
| 23 (0) | 23.16 (-0.11) | |
| 9.45 (-0.06) | 9.55 (-0.05) | |
| 0.98 (-0.01) | 0.99 (-0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ