ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተራት ናይ ኮምፒተር አክሰሰሩን: ሳይክልን: ዓረብያ መመላለሲ ጎሓፍ :ሕትመት :ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና :ቀወምቲ ንብረት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ስፖርት ዕጥቅን: ዝተፈላለዩ መፅሓፍትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ