ተዓፅዩ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን:ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2010 8:45 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ቢሮ ቀወምቲ አቁሑት :መፃሕፍቲ: ፅሬት አቁሑት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ናይ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒከስ 5000 ቅርሺ ንሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ንኣቅሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ነስራሕቲ ሕተመት 3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019