ተዓፅዩ
ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ