ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ እዞም ስዒቦም ዝርዝሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ ዓይነት ንብረት LN 106 ናይ ቆረፃን ጠቅላላ ናይ መንገዲን ስራሕትን ኣርዝ ዎርክ ክሰርሕ ዝክእል፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታእንደርታ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ