ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብወረድኡ ንዝርከብ ኣብ ምዝዛም ዘሎ ዓብይ ህንፃን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ትራንስፎርመር ንምትካል ኤሌትሪካል ፕላን ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትክእሉ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መሰረት ብምግባር ክትጫረቱ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ