ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝርዝር ተሓቢኡ
ዕለታት፡ ናይ ጨረታ ቦንድ፡ ቦታን ካልእን ንምርኣይ እተው ወይ ሳብስክራይብ ግበሩ።
እተው
ዝዕፀወሉ መዓልቲ
ቦታ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ
ናይ ደኩመንት ዋጋ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019