ተዓፅዩ
ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ( ኤሌክትሪካል ሳብመርሲብል ፓምፕ (SUBMERSIBLE PUMP) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 29, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ