ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት Laptop : Desktop Computer Projector min computer ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ