ተዓፅዩ

መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ደንቢ ክዳን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ Vaccume cleaner ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ዝዕደጉ ናውቲ ትምህርቲ ፅሬት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ስፖርት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሕታት ማይን ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መራብሒ ማሽንን ፣ፕሪንተርን ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ደንቢ ክዳን (ኣንሶላ ፍርናሽ ትርኣስን ሕሙማት ብጃማን) ካልኦትን ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ማለት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረኸበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ሃለቅቲ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ህንፃን መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ናይ ቢሮ ፈርኒቸር)፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መጋየፂ፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት፣ ጎማን ባትርን ናይ ኤግዝቭሽን ድንኳን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2011 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019