Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታጉሎመከዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ