Closed
ትካል ኮሌጅ ቴ/ሞ/ት/ስ ሃ/ሰላም ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውልዕሉ ዝትፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ሰለ ዝድልየ ክትወዳደሩ እትደልዮ ናጋዶ ዝስዕቡ ረቋሒታት ኣማሊእኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሃገረ ሰላም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ