Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ