ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ እንዳሰላማ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይቱ በዙሓት ግዜያውን ቀወምትን ሰራሕተኛታት ሓቒፉ ኣብ ምስራሕ ዝረከብ እንትኸውን ነዞም ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬቱ ዝሓለወን ብተመጣጣኒ ዋጋን ምግቢ፣ ልስሉስ ትኩስን መስተ ዘቕርብ ሞያን ልምድን ዘለዎ ትካል በዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ መዐቀንታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ