ተዓፅዩ

ቤት ትምህርቲ ሙለእ 1ይ ማይ -ወይኒ ቁ2 6ተ ክላሳት ወይ ክፍልታት ናይ መኻኻታ ከምብሓድሽ ምምላእ ሓድሽ ማዕፆ ምግጣም ፣ መስከቲ ምግጣም፣ ንኩሉ ክፈሊ ቀለም ምቅላም ፣ እቶም ዝግጠሙ ማዕፆታት መሳኩትን ብኣንትሬስት ቀለም ምቅላም ፣ ኣብ ናይ ኣፈ ደገ ናይቲ ክፍልታት ዘሎ ብመንደቅ ደረጃታት ንኣከላ ጎዶሎ ዘካተተ ምስራሕ ብሓፈሻ ንምፅጋን ጨረታ አዉፅኡ ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መቐለ ከተማ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብ 20-30mm መጠን ዘሎዎ ፀፀር ምቅራብን ናይ ማይ ስርገት መከላከሊ ዋተር ፕሩፍ ስራሕትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 24/09/2012ዓ/ም ክሳብ 13/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 2ይ ዙር ጨረታ ን 5ይ ዙር መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ፣ መፀባበቂ/ኮስሞቲክስ/ ፣ ዓለባ ፣ ሕትመት፣ መመገቢ ናዉትን ፣ ኣፋዉስ እንስሳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን 3ይ ዙር መናእሰይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ማይ ዝርገሐ ፣ ኮንስትራክሽን ኮስሞቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅ፣ ናይ ምግብና ኣቅሑት፣ስፖርት ዕጥቂ፣ ምርባሕ ደርሁ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ መጋያየፂ መኪና ዲኮር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር፣ ናይ ኢነትረ መኪና ጋራዥ ፣ ናይ ጀነሬተር ንናይ ፃፃይት ማሽን ፅገናን ሰርቪስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019