ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ፅገና መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 2, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ናይ ተፋሰስ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ምሉእ ናይ ንብረትን ኢድን ነበይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት