ተዓፅዩ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ዋና ቢሮ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ናይ ማይን ሽቃቅን መስመር /sanitary installation/ ፅገና ንምግባር ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ሳንተሪ ኢንስታሌሽን ስራሕቲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ