ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ባነርን ሰርቲፊኬትን ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ( MKF Project) ንዝለዎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ሰለዝደሊ ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ደረጃ BC 4ተ ወይ GC 4ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት