ተዓፅዩ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት 1 ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፎቶ ኮፒ ዓባይ ማሽን 3 ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ