ተዓፅዩ

ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ነቶም ዝተፈላዩ ዓይነት በዝሒ ዘለዎም ዘገልገሉ ጎማታት ንምግዛእ እትደልዩ ኣብ ዓዲ ሓ ኣብ ዝርከብ መክዘን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ እቶም ኣቅሑት ብምርኣይ ናብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ዋጋ መልእኩም ክትቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 13, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳ/ዳ / ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት