ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓምት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላየ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መኻይን ሰርቪስ ፅገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራዥ ግልጋሎት ንምቕራብ ዝተየፈለለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከቕርብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ