ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንትካላት ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.60ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎም ቦታታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 159.42 (0.72) | 161.01 (0.72) | |
| 184.41 (1.56) | 186.26 (1.58) | |
| 24 (1) | 23.81 (0.16) | |
| 9.78 (0.16) | 9.88 (0.17) | |
| 1 (0.01) | 1.01 (0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ሰነ 8, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ