ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ብርክት ዝበለ ብግልፂ ጨረታ | ከወዳድር ይደሊ በዚ መሰረት ሎት 1 ናይ መኪና ስፔር ሎት 2* መኪና ጎማ 1 ክዕድግን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ግልጋሎት ክንረክብን ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቂ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት