ተዓፅዩ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ንኣብት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሀ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ለ መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሐ ናይ ቢሮ ሐለዋ ግልጋሎት ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ንሕድሕድ 200000 / ክልት ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ / : ንሐለዋ ግልጋሎት ድማ 20000 ቅረሺ / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ናይ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንካብ ሰዓት 3፡00 ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 6፡oo
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት