ተዓፅዩ
ዘገልገሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ንምሻጥ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ትካልና ፍረ- ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዘተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኽዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ