ተዓፅዩ
ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ንናይ ትካልና ስፖርታውያን ብስክልተኛታት መንበሪ ዝኸውን ካብ 8-10 ክፍሊ ዘለዎ ካብ 3-4 ሻወርን ሽንትቤትን ዘለዎ ከምኡ'ውን ናይ ማይ ሮቶ ዘለዎ ገዛ ኣብ መቐለ ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክካረይ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ