ተዓፅዩ

ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ኣሸጎዳ ከባቢ ንዝሃንፆ ናይ ኣሉሚንየም ፋብሪካ ናይ ቀለምን ኳርትዝን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተር ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 3, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 3, 2017 10:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት