ተዓፅዩ
ማሕበርና ተሰፋ ዕቋርን ልቓሕን ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብ/ስራ/ማሕበር ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ስራሕቲ ማለትውን (ካብ ነሓሰ 2016 ክሳብ ሓምለ 2017ዓ.ም) ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ስራሕቲ ተሰሪሑ ክቕርበልና ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ