ተዓፅዩ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ትልምና ፋይናንስን አብ ሙሉእ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝክረ ሰማእታት ካብ ዝተፈላለዩ ሴክተራትን ዉሸጢ ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር :ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ : ሐፂን ወናብርቲ ዝመሳሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት