ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ከተማና መቐለ ዋና ቢሮ መኮኒን ዳነሻ መይካድራ ዝርከቡ ጠቅላላ በዓል ሓምሽተን በዓል ክልተን ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ብሙሉእ ፅገና ንምግባር ኣብ ከተማ መኮኒን ዝርከብ ሓፁርን ሳይትዎርክን ኣበዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2010 9:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2010 9:30 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ80,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furnitur) )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት