ተዓፅዩ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎ መከያን አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ