ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሐመራ