ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንሴክተራት ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ጣብያታትን ዘገልገሉ ንብረት ብሐራጅ አጫሪቱ ንምሽጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :መለዋወጢ አቁሕት ሞተር ሳይክል :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ: ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ80.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት